TIRIGTA (ትርግታ) (Hardback)
ኣሌክሳንደር በየነ ጆርጆ

TIRIGTA (ትርግታ) (Hardback) van ኣሌክሳንደር በየነ ጆርጆ

ክቡራት ኣንበብቲ ፡ እዚ ከም ልቢ-ወለድ ዘቕርበልኩም ሓጸርቲ ጽሑፋት ፡ ገለ መዛናግዒ ገለ መስሓቒ ወይ መሃሪ ይኸዉን ካብ ዝብል ተበግሶ ኮይኑ ፡ ዝኾነ ስም ሰባት ይኹን ስም ዓድታት ቦታታት ወይ ሃይማኖታት ንዝጠቕሶ ፡ ከም ልቢወለድ አንበር ከም ሓቒ ተወሲዱ ንዝኾነ ውልቀሰብ.. ሃይማኖት.. ኣውራጃ..ወይ ካልእ ዝንባለ ንዘለዎ ብቐጥታ ዝጸሉዉ ከምዘይኮነ ብትሕትና ክሕብር እፈቱ !! ዝኾነ ርእይቶ ሓበሬታ ወይ መኣረምታ ፡ ኩሉ ግዜ መጋቢ ስለዝኸውን ፡ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ዘሎ ኣድራሻ ተወኪስኩም ክትረኽቡኒ ይመሓጸን !! ኣሌክሳንደር በየነ Beyene275@gmail.com

Artikelnummer: 9789464054392


iDEAL | Wero Creditcard Overboeking Bancontact Boekenbon Dordtpas VVV Cadeaukaart